ቅልጡፍ መስደዲ

ናብ ኩሉ ሃገራት ቅልጡፍ መደዲ

100% ጋረንቲ

7 መዓልታት ኣለኩም ክትመልስዎ

24/7 ሓገዝ

24 ሰዓታት ክንሕግዘኩም ድልዋት ኣለና

100% ውሑስ ኣከፋፍላ

ሲስተምና 100% ውሑስ ኣገባብ ኣከፋፍላ’ዩ ዝጥቀም

ጠሊብኩሞም ብቕልጡፍ ክበጽሕኹም ዝኽእሉ መጻሕፍቲ

ኣብዚ ፕላትፎርምና ሓንሳብ መጻሕፍቲ ምስ ጠለብኩም ቀልጢፍና ኣብ ኢድኩም ከም ዝበጽሕ ንገብር፡

ብዘንበብካ ቁጽሪ ብዙሕ ኢኻ ትፈልጥ ብዙሕ ብዝተማሃርካ ቁጽሪ ከኣ ናብ ብዙሓት ቦታታት ኢኻ ትኸይድ።

ተጠለብቲ መጻሕፍቲ

ናይ ወትሩ ዝበዝሕ ተጠለብቲ መጻሕፍትና

ኩሎም ረኣይዎም
#1 ናይ ታሪኽ መጻሕፍቲ

መጻሕፍቲ ከም በዓል ታሪኽ ኤርትራ

#2 ናይ ምዕባለን ምሕደራን

መጻሕፍቲ ከም ሕሰብ’ሞ ክትህብትም፡ መራግእቲ፡ ሜላታት ዕውት ህይወት

#3 ናይ ፍቕራዊ ህይወት

መጻሕፍቲ ከም ዘይሃስስ ፍቕሪ

#4 ሃይማኖታዊ

መጻሕፍቲ ከም መንገዲ መንፈሳዊ ህይወት

ኣብ ምንባብ ኩሉ ኣሎ

ኣብ ምንባብ ሓሳባትካ ይሰፍሕ ርድኢትካ ይዓቢ፡ ንህይወት ርእሰ-ተኣማንነትን ውልቃዊ ዕበየትን ወኒንካ ክትነብራ ትኽእል።

ምንባብ ኣብ – ትምህርቲ ሓዘል

ምንባብ ብዘይካ’ቲ ኣብ ጉዕዞ ህይወትካ መስተዓልን ንቑሕን ዝገብረካ ዋላ ኣብ ትምህርታዊ ሓዘል’ውን ብዙሕ ተራ’ዩ ዘለዎ፡ ናይ ዝተፈላለዩ ቋንቋታትን ሞያን ብምንባብ መጻሕፍቲ’ውን ክትቀስሞም ትኽእል ኢኻ።

ኣብ ህይወት ዕውት ክትከውን ካብ ንፉዕ ሰራሕተኛ ዝበለጽካ ክትከውን ኣለካ፡ እዚ ከኣ ንፉዕ ኣንባቢ ክትከውን ምስ እትኽእል’ዩ።

ካብ ቃላት ጅምሮን

ካብ ዓማዊልና ወትሩ ዝቐርቡልና ሕቶታት

ዓማዊልና ወትሩ ዘቕርቡና ሕቶታት ኣብዚ ኣንብብዎም፡ መልስታትና ከኣ ኣብ ትሕቲ ነፍሲ-ወከፍ ሕቶ ኣሎ፡
ንስኹም’ውን ዘለኩም ሕቶታት ኣብ ታሕቲ ዘላ ናይ ዋትሳብ መራኸቢና ክትጽሕፉልና ትኽእሉ ኢኹም።

መጻሕፍትና ብጽሕዎም
ሎሚ ዝጠለብኩዎ መጽሓፍ ኣብ ክንደይ መዓልታት ኣብ ኢደይ ክበጽሕ ይኽእል፧

እዚ ኣብ ዘለኻዮ/ኽዮ ሃገር ይምርኮስ ዋላ’ኳ እንተኾነ፡ ዝበዝሕ እዋን ግን ኣብ ውሽጢ 3 ክሳብ 7 መዓልታት ኣብ ኢድካ/ኪ ክበጽሕ ይኽእል’ዩ።

ብዙሕ መጽሓፍቲ ክጠልብ እንተደልየ ምጉዳል ዋጋ ይግበረለይ’ዶ፧

እወ፡ ምጉዳል ዋጋ ይግበረልካ/ኪ’ዩ፡ ብዋትሳብ ርኸበና/ብና’ሞ ናይ ምጉዳል ዋጋ ኩፖን ኮድ ክንህበካ/ኪ።

እንታይ ዓይነት ባንክ ኢኹም ትቕበሉ፧ ውሑስ ድዩ’ኸ፧

ብኹሉ ዓይነት ባንክ ንቕበል ኢና፡ ናይ ምሉእ ዓለም ቪዛ ወይ ማስተር ካርድ ንቕበል ክንከውን እንከለና ናይ በዓል ኤውሮፓ ከኣ ኩሉ ዓይነት ኣከፋፍላ መንገዲ ኣለና፡ ብተወሳኺ፡ ፐይፓል’ውን ኣለና።
ንውሕስነት ዝምልከት ከኣ እወ ኣገባብ ኣከፋፍላ ኣብዚ ፕላትፎርምና ኣዝዩ ውሑስ’ዩ።

ሓደስቲ ዘምጻእናየን መጻሕፍቲ

እዚኤን እተን ሓደስቲ ዝተኣታተናየን መጻሕፍቲ’የን።

ኩሎም ረኣይዎም

ዓማዊልና ብዛዕባና እንታይ ይብሉ፡

ኣብ ዝተፈላለዩ እዋን ብዙሓት ዝተፈላለዩ ዓማዊልና ብዛዕባና ብዙሕ ተመኩሮኦም የካፍሉና ኢዮም ገለ ካብኡ ከኣ እዚ ዝስዕብ’ዩ።

መጽሓፍትና ሎሚ ብጽሕዎም

ብጣዕሚ ብሉጽ መጽሓፍ ብርትዓዊ ዋጋ ረኺበ፡ ካብቲ ቀንዲ ዘሐጎሰኒ ከኣ ምስ ጠለብኩዋ መጽሓፍ ልክዕ ኣብ 3 መዓልታ ኣብ ኢደይ በጺሓ፡
ክብረት ይሃበለይ ብጣዕሚ’የ ዘመስግነኩም ኮኾብ ጽባሕ ፕላትፎርም።

ሳሚ

ዓሚል

ዋውው! ብእኩብ 3 መጽሓፍቲ ብሃንሳብ ወሲደ ንዝሃብኩሙኒ ምጉዳል ዋጋ ኣዝየ የመስግንኩም፡ ኣብ መጻኢ’ውን ከም ህያብ ንኻሎኦት መሓዙተይ ከተብጹሑለይ ክጠልብ’የ ከም ወትሩ ጽፉፍ ኣገልግሎት ክትህቡና ይላበወኩም።

ሳባ

ዓሚል